ካብ ዩንቨርስቲ መውፅኢ ፈተና ዳግም ዝወስዱ ተምሃሮ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሮም እቲ ፈተና ከምዝፍተኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ካብ ዩንቨርስቲ መውፅኢ ፈተና ዳግም ዝወስዱ ተምሃሮ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሮም እቲ ፈተና ከምዝፍተኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

ካብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኩሎም ቅድመ ምረቓ ፕሮግራማት ንሕፁያት ተመረቕቲ ካብ ዩንቨርስቲ መውፅኢ ፈተና ይወሃብ ከምዘሎ ይዝከር።

ስለዝኾነ እቲ ፈተና ንምውሳድ ኣብ ምፅባይ ዘለዉ ተምሃሮ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሩ ክሳብ 1 ለካቲት 2016 ዓ.ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ።

እቶም ተምሃሮ ፈተና ንምፍታን ምዝገባ ዝካየደሉን መፈተኒ ማእኸል ዝመርፅሉን ቀፂሉ ብዘሎ  ጠነግ/ሊንክ ምጥቃም ከምዝከኣል ተሓቢሩ።

(https://exam.ethernet.edu.et)

ከምኡውን ካብ 8 ክሳብ 15 ጥሪ 2016 ዓ.ም ክፍሊት ምዝገባ 500 ብር ብቴሌ ብር ብምኽፋል ምምዝጋብ ከምዝከኣል ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment