ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስልጠና ይወስዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስልጠና ይወስዱ ኣለዉ።

እቶም ኣብ ዓለም ለኸ ትካል ማእኸል መሰልጠኒ ምዕቃብ ሰላም ዝስልጥኑ ዘለዉ ኣባላት፥ ጎንፂታት ኣቐዲምካ ምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት በምድሃብ ኢዮም ስልጠነኦም ዝከታተሉ ዘለዉ።

ኣብቲ ስልጠና ኢትዮጵያ ሓዊሱ፥ ካብ ብሩንዲ፣ ኡጋንዳን ሶማሊያን ዝተውፃእፅኡ ሰልጠንቲ ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ።

ነቲ ስልጠና ካብ ጃፓንን ኢትዮጵያን ብዝተውፃእፅኡ ወተሃደራዊ ምሁራን ይወሃብ ከምዘሎ ድማ ካብ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment