ካብ ዝተውሃቦም ፈቓድ ንግዲ ወፃእ እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 44 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካብ ዝተውሃቦም ፈቓድ ንግዲ ወፃእ እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 44 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ገሊፁ።

እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ እቶም ስጉምቲ ዝተወሰደሎም ትካላት ካብ ዝተፈቐደሎም ዓውዲ ወፃእ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈሩ ትካላት፣ ፍቓድ ስራሕ ንግዲ ዘይብሎም ኣብቲ ስራሕ ዝተዋፈሩ፣ ብሕጊን ምምሕዳራዊ ስጉምቲን ፍቓድ ንግዶም ተሰሪዙ እናሎ ኣብ ስራሕ ዝተረኸቡ ትካላት ኢዮም።

ብመሰረት እዚ 26 ትካላት መጠንቀቕታ ፅሑፍ ተዋሂቡዎም።

18 ድማ እግድ ፍቓድ ንግዲ ዝተገበረሎም ከምዝኾኑ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment