“ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት እናተውሃበ ዝፀንሐ ሳልሳይ ዙር ስልጠና ዓቕሚ ህንፀት ኣመራርሓ መንግስቲ ተዛዚሙ።

3ይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ካብ መላእ ሃገር ንዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ መንግስቲ ንዝሓለፉ 12 መዓልቲታት እናተውሃበ ፀኒሑ፡፡

እቲ ስልጠና ዝተፈላለዩ ሃገራዊ፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታ መበገሲ ኣብ ዝገበሩ ፅንሰ ሓሳባት ትኹረት ብምግባር ከምዝተውሃበ ካብ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ካብ ማእኸል ስልጠና ብተወሳኺ ሰልጠንቲ ብህዝቢን መንግስቲን ከምኡ እውን ብዘፈር ውልቀ ዝተሰርሑ ትካላትን መሰረተ ልምዓታትን ከምዝተዓዘቡ ተሓቢሩ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment