ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝተዓደገ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጋጠመ ናህሪ ዋጋ ዘይቲ ብልዒ ንምርግጋዕ ዓሊሙ 12 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዘጎዓዓዘ ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጁቢቲ ኣፍሊጡ።

ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝተዓደገ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ዋና ዳይሬክተር እቲ ማሕበር ኢንጂነር ጥላሁን ሳርካ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ሚኒስቴር ገንዘብ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝዓደጎ ዘይቲ ኣብ ሓፂር እዋን ናብ ኢትዮጵያ ንምጉዕዓዝ ይሰርሕ ኣሎ።

ክሳብ ሐዚ ካብ ዝተጎዓዓዘ 12 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ እቲ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሊትሮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ በምእታው ይራገፍ ከምዘሎ ድማ ገሊፆም።

ብመላኩ ገድፍ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment