ካብ ወጋሕታ ሰዓት 12 ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ 402 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እተኻየደ ብዝርከብ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ክሳብ ሕዚ 402 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ተገሊፁ፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ከምዝበለኦ÷ እተኻየደ ብዘሎ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ 19 ሚሊየን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ብንቕሓት እናተሳተፉ ይርከቡ፡
ክሳብ ሕዚ 402 ሚሊየን ፈልሲታት ምትካል ከምዝተኽኣለን በዚ ድማ 161 ሺሕ ሄክታር መሬት ብፈልሲ ከምዝሸፈነን ገሊፀን፡፡
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment