ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ዜጋታ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ዜጋታ ሓገዝ ተገይሩ።

ድጋፉን ዓለም አቀፉ ቀይ መስቀል ኮሚቴ ከኢትዮጵያ ቀይ መስቀል ማህበር ጋር በመሆን ለ9 ሺህ ዜጎች ነው ያደረገው

እቲ ሓገዝ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብምዃን ን9 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ተገይሩ፡፡

እቲ ሓገዝ ድማ ሕሩጭ ስርናይ፣ ክክዕ፣ ጨው ብልዒን ዘይቲ ብልዒን ዘካተተ ከምዝኾነ ካብ ማሕር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment