ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 45 ሰብ ሞያ ሕክምና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣገልግሎት ሕክምና ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ሆስፒታላት ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 45 ሰብ ሞያ ሕክምና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣገልግሎት ሕክምና ይህቡ ኣለዉ።

ካብ 11 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ዝግመቱ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምና ብምምላእ ናብቲ ቦታ ዘምረሐ ጉጅለ ሕክምና ሕፅረት ሰብ ሞያ ወይ ከዓ ብፀገም መድሓኒት ናይ ሓደ ጅግና ወታደር ህይወት ከይትሓልፍ ኣብ ምግባር ዝጎልሀ ግደ ይፃወቱ ከምዘለዉ ካብ ቢሮ ፕሬስ ሴክሬታሪያል ምምሕዳር እቲ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment