ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጎጃም ዝወሰድ መገዲ ኣባይ ፍሉይ ስሙ ፍልቅልቅ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ለይቲ ብዘጋጠመ ናይ እምኒ ምንሽርታት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ከምዝተዓናቐፈ ተገሊፁ።
እቲ ፀገም ብህፁፅ ንምቕራፍ ኣብቲ ከባቢ ፅገና ዝገብር ግብረ ሓይሊ ብምልኣኽ ኣብቲ ስፍራ ምስ ዝርከብ ጉጅለ ፅገና ብምዃን ይስራሕ ከምዘሎ ካብ በዓል መዚ መገዲታት ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረደእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።