ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ዕለታዊ በዝሒ በረራ ቀኒሱ ዝብል ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ኢዩ-መገዲ ኣየር

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ዕለታዊ በዝሒ በረራ ቀኒሱ ዝብል ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ኢዩ ክብል መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር ናብ መቀለ በረራ ካብ ዝጅምር ጀሚሩ ናብ ከልቲኡ ኣንፈት ዝጎዓዙ ተጓዓዝቲ ምግልጋሉ ከምዝቐፀለ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣፍሊጡ።

ምስ ዕድመ ብዝዛመድ ምንም ዓይነት ገደብ በረራ ከምዘየንበረ እውን ሓቢሩ።

ናብ መቐለ ዝግበር በረራ መዓልታዊ ናብ ሰለስተ ከብ ከምዝበለን ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ዕለታዊ በዝሒ በረራ ቀኒሱ ዝብል ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ከምዝኾነን ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment