ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣደባባይ ተበጊሱ ብመዞሪ ጎፋ ናብ ጎተራ ዝወስድ ዋና መሳለጢ መገዲ ንምንቅስቓስ ትራፊክ ክፍቲ ኮይኑ።
ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ ኣደባባይ ፒሽኪን ናብ ጎተራ መሳለጢ ዝወስድ መገዲ 320 ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ ጣሻ መገዲ ሓዊሱ ሙሉእ ብሙሉእ ብዝበሃል ደረጃ ስለዝተዛዘመ ንትራፊክ ክፍቲ ኮይኑ ኣሎ፡፡
ኣብ ቀፃሊ ድማ ዝተረፈ ህንፀት እቲ ፕሮጀክት መገዲ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ንኽኽዝም ብዕቱብ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ተሓቢሩ፡፡
እቲ መገዲ ብብርኪ እዚ ምስርሑ ቄራ ኣከባቢ ዝነበረ ምጭንናቕ ትራፊክ ከምዝፈትሕ ካብ በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።