ካብ ኣደባባይ መስቀል ናብ ቦሌ ኣብ ዝወስድ መገዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ናይ ሓደ ሰብ ህይወት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኣደባባይ መስቀል ናብ ቦሌ ኣብ ዝወስድ መገዲ ከባቢ ቶታል ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ናይ ሓደ ሰብ ህይወት ሓሊፉ።

በቲ ሓደጋ ዝበፅሐ መጠን ከቢድን ቀሊን ጉድኣት ግን ንግዚኡ ኣይተፈለጠን፡፡

ዝተጋጨዋ ተሸከርከርቲ ካብ መገዲ ክሳብ ዝለዓላ ተዓፂዩ ዝነበረ መገዲ ሕዚ ክፍቲ ከምዝኾነ ካብ ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment