ካብ ኡራኤል ናብ ወሎ ሰፈር ዝወስድ መገዲ “መገዲ ሰላም” ብምባል ተሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኡራኤል ናብ ወሎ ሰፈር ዝወስድ መገዲ “መገዲ ሰላም” ብምባል ሰይሙ።

እቲ መገዲ ስያመ ዝተውሃበ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሰላም ምኽኒያት ብምግባር ኢዩ ተባሂሉ።

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ዕላማ እቲ ስያመ ኣብ ቀረባን ርሑቕን ንዘለዉ ፈተውትና ከምኡወን ካልኦት እነተሓላልፎ መልእኽቲ ጉዕዞ ኢትዮጵያ ናይ ሰላም ምዃኑ ንክፈልጡ ኢዩ  ኢለን።

ኢትዮጵያ ሎሚ እወን ንሰላም ቀዳምነት ንምሃብ ዝዘርገሐቶ ኢዳ ምስ ታሪካዊ ፀላእቲ ወፃኢ ተሓባቢሮም ነዝወግኡና ኣካላት ክነፍልጥ ንፎቱ ክብላ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

Comments (0)
Add Comment