ካብ ንግዲ ወፃኢ ዕደና ልዕሊ 142 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ዕደና ልዕሊ 142 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር ዕደና ኣፍሊጡ።

እቲ ኣታዊ፥ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ካብ ዝቐረበ ወርቂ፣ ታንታለም፣ ሊቲየም ኦር፣ ገይፀ መይፂን ዕደናታት ኢንዱስትሪን ዝተረኸበ ኢዩ ተባሂሉ።

ዘይሕጋዊ ፍሪያትን ዕዳጋን ዕደና ንምቕራፍ ዝተጠናኸረ ክትትልን ቁፅፅርን ከምዝካየድ ምግላፁ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment