ካብ ተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልላት ሲዳማ ፣ ደቡብ ምዕራብ ፣ ደቡብ ኢትዮጵያን ማእኽላዊ ኢትዮጵያን ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም፡፡

ናይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ሓበራዊ ዓወት ዝኾነ ዓወት ዓድዋ ኣዚዩ ብዝወቀበን ንኹሉ ብዝውክልን መልክዑ በምውዳቡ ከምዝተሓጎሱ፤ እቶም ዑደተኛታት ምግላፆም ካብ ኮሙኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment