ካብ ብልፅግና ፓርቲ ወፃእ ዝኾኑ ክልተ ኣባላት ካቢኔ ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ብልፅግና ፓርቲ ወፃእ ዝኾኑ ክልተ ኣባላት ካቢኔ ተሸይሞም።

እቶም ኣባላት ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ዝተሸሙ ኣመራርሓታት ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ኣይተ ግርማ ሰይፉን ኣይተ የሱፍ ኢብራሂምን ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኣመራርሓ ኢዜማ ዝኸኑ ኣይተ ግርማ ሰይፉ ናይ ኢንቨስትመንት ኮሚሽነር፤  ናይ ኣብን ኣመራርሓ ዝኸኑ ኣይተ የሱፍ ኢብራሂም ድማ ናይ መንግስቲ ንብረት ምምሕዳር በዓል መዚ ሓላፊ ብምዃን ተሸይሞም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment