ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ  ኢትዮጵያውያን ጊዚያዊ መዕረፊ ቦታ ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ  ኢትዮጵያውያን ጊዚያዊ መዕረፊ ቦታ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ደጉዳይ ማሕበራዊን ደቂ ኣንስቲዮን ኣፍሊጡ።

እቲ መዕረፊ ቦታ ብልሙድ “ወሰን ሁለት” ተባሂሉ ኣብ ዝፅራሕ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ጊዝያዊ መፅንሒ ካብ ስደት ተመለስቲ ከመዝኾነ ተገሊፁ።

ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ኣብቲ ቦታ በምርካብ ክሳብ ሐዚ ዝተገበሩ ቅድመ ምድላዋት ርእዮም።

ነቶም ዜጋታት እግሪ ናይ ምትካል ስራሕ ከምዝስራሕ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment