ካብ ሰብ ስራሕ ሃይቂ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 753 ቶን ፍሪያት ዓሳ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሰብ ስራሕ ሃይቂ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 753 ቶን ፍሪያት ዓሳ ከምዝተረኸበ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ቢኒሻንጉል ጉምዝ ብርሃኑ ኢቴቻ (ዶ/ር) ገሊፆም።

እቲ ፍሪያት፥ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ፍቓድ ብዝወሰዱ ኣርባዕተ ማሕበራት ኣፍረይቲ ዓሳ ኣብቲ ሃይቂ ክዋፈሩ ብምግባር ከምዝተረኸበ ኣብሪሆም።

ብተወሳኺ ን38 ማሕበራት ኣብቲ ዓውዲ ንክዋፈሩ ፍቓድ ከምዝተውሃበ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም።

ብሰለሞን ይታየው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment