ካብ ሰሜን ኬንያ ተበጊሶም ናብ ኢትዮጵያ ንምእታው እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣባላት ሸኔ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሰሜን ኬንያ ተበጊሶም ናብ ኢትዮጵያ ንምእታው እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣባላት ሸኔ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።

እቶም ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ፥ ካብ ኬንያ ብምብጋስ ዞባ ቦረና ኣቋሪፆምን ምስ ህዝቢ ብምምስሳልን ናብ ሃገር ንምእታው እናተንቀሳቐሱ እናሃለዉ ኢዮም ብሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክውዕሉ ዝኸኣሉ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment