ካብ ልምዓት መስኖ ስርናይ 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተረኺቡ-ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ልምዓት መስኖ ስርናይ 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተረኺቡ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።

ኣብ ኣፈፃፅማ ሃገራዊ ልምዓት መስኖ ስርናይ፣ ትልሚ ልምዓት ክራማት ዘበነ ምህርቲ 2015/16ን ቅድመ ምድላውን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።

ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ ፌ4ዴራልን ክልላትን ተረኺቦም።

ሚኒስትር ግብርና  ግርማ አመንቴ(ዶክተር)፥ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ መዳርግቲ ኣካላት ዓውዲ ግብርና ጥራሕ ዘይኮኑስ ናይ ኩሉ ሕብረተሰብ ተሳትፎ ዝሓትት ስራሕቲ ልምዓት ከምዝኾነ ገሊፆም።

ካብ ልምዓት መስኖ ስርናይ 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ከምዝተረኸበ ኣብቲ መድረኽ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment