ካብ ህዝቢ ዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽ ንምሃብ ፈለማ ንሰላም ቆላሕታ ብምሃብ ምስራሕ ይግባእ -ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ህዝቢ ዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽ ንምሃብ ፈለማ ንሰላም ቆላሕታ ብምሃብ ምስራሕ ይግባእ ከብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ክልተ ኣዋርሕ 13 ቀዋሚ ኮሚቴታት ምስ ኣተሓባበርቲ ኮሜቴታት ተሳሊጡ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ንኹሉ ጉዳይ መሰረት ዝኾነ ሰላም ጠመተ ብምሃብ መስራሕ ከምዝግባእ እቶም ኣፈጉባኤ ተዛሪቦም።

ነዚ ድማ ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ኣለዎ ኢሎም።

ብፍላይ ብሄራዊ መድረኽ ዘለ ቀልጢፉ ናብ ስራሕ ብምእታው ከምዝግባእን ኣድላዪ ደገፍ ምግባር ከምዝግባእን ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment