ካብ ህንዲን ኣሜሪካን ንዝመፅኡ ወለንታዊያን ሰብ ሞያ ሕክምና መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ህንዲን ኣሜሪካን ንዝመፅኡ ወለንታዊያን ሰብ ሞያ ሕክምና መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተኻይዱ።

እቶም ሞያተኛታት፥ ሕክምና መጥባሕቲ ልቢን ስልጠናን ዝሃቡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ ኢትዮጵያ ብክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎት ስርዓት ጥዕና ንምምሕያሽ ዘኽእል ስራሕቲ ምስረሖም ተዛሪበን።

ነቶም ካብ ህንዲን ኣሜሪካን ዝመፅኡ ወለንታዊያን ሰብ ሞያ ሕክምና እውን አመስጊነን።

 

Comments (0)
Add Comment