ካብ ሃገራት ተፋሳስ ኣባይ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዝርከቡዎ ልኡኽ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተፋሳስ ኣባይ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዝርከቡዎ ልኡኽ ኣብ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።

እቲ ልኡኽ፥ ኣብ ትካላት ምርምር ዝሰርሑ ሙሁራን ሃፍቲ ማይ፣ ነበር ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እተን ሃገራትን ሰብ ሞያ ሚዲያን ዘካተተ ኢዩ።

ኣባላት እቲ ልኡኽ፥ ብቅድሚ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተጀመረ ኣብ ፍትሓዊን ምኅንያታዊን ኣጠቓቕማ ማይ ተፋሰስ ሃገራት ሩባ ኣባይ ኣድሂቡ ዝዝቲ ዞባዊ ጉባኤ ኣባይ ንምዕዳም ዝመፅኡ ኢዮም።

ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒቴር ማይን ኢነርጂን ሓዊሱ ሙሁራን ኢትዮጵያ ኣብቲ ዑደት ከምዝተሳተፉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment