ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብምቕባል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ።

እቲ ዑደት፥ ብሚኒስቴር ቱሪዝም፣ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ፕሮጀክት ዜሮ ዜሮ ዓድዋ፣ ብሄራዊ ሙዚየምን ፓርክ እንጦጦን ዑደት ከምዘካየዱ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment