ካልኣይ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብምትሕብባር ካልኣይ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተጣይሹ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር አፈወርቅ ካሱ፥ እዋኑ ዘሓቶ ሜላ ዲፕሎማሲ ብምኽታል ሙሁራንን ተምሃሮን ንሃገሮም ዝኽእሉዎ ኩሉ ንኽገብሩ ዝኽግዝ ስለዝኾነ ዩኒቨርሲቲታት ፍሉጥ ጠመተ ክህባ ይግባእ ኢሎም፡፡

ምሁራንን ተምሃሮን እቲ ቴክኖሎጂካዊ ውዳበ ብምጥቃም ኣብ ዲጂታል ዲፕሎማሲ እዋኑ ዘሓቶ ሃገራዊ ቃልሲ ንኽገብሩ ፃውዒት ምቕራቦም እውን ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment