ካሊእ ማእኸል መሰልጠኒ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ዒላማ መጥቃዕቲ ኣየር ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካሊእ ማእኸል መሰልጠኒ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ዒላማ መጥቃዕቲ ኣየር ኮይኑ።

 

ካብ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ መረዳእታ ከምዝሕብሮ፥ እቲ ማእኸል ነቲ ጉጅለ ራዕዲ ወታደራዊ ስልጠና ቅድሚ ምውዓሉ ማእኸል መሰልጠኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኢዩ ነይሩ።

 

ኣብዚ ሐዚ እዋን እቲ ጉጅለ ራዕዲ ኣብቲ ትካል ወታደራዊ ስልጠና ዝህበሉ፣ ናይ ውግእ ርክብ ኔት ዎርክ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment