ኩይናት ብቴክኖጂን ውሑድ ሓይሊ ሰብን ናይ ምውዳእ ዓቕሚ ተሃኒፁ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኩይናት ብቴክኖጂን ውሑድ ሓይሊ ሰብን ናይ ምውዳእ ዓቕሚ ተሃኒፁ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር፣ ሳይበርን ሜካናይዝድን ብምዝማን ኩይናት ብቴክኖጂን ውሑድ ሓይሊ ሰብን ናይ ምውዳእ ዓቕሚ ተሃኒፁ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።

እዚ ሜካናይዝድ ዘሰልጠኖም ሞያተኛታት ሎሚ ኣመሪቑ።

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ ዓቕሚ ሰራዊት ብክእለትን እዚ ዘበን ብዘፍረዮም ዕጥቅታትን ብናይ ባዕልና ዓቕሚ ምዝማን ተኻኢሉ ኢዩ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘበናት ዘጋጠምዋ ፈተናተት ኩለም ብዓወት ዝተዋፀአት ብጀጋኑ ደቃ መስዋእትነት ከምዝኾነ ምግላፆም ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዚ ናይ ሰዓራይነት ስነ ልቦና ሎሚ እውን ኣብ ሕድ ሕድ ወተሃደር ከምዘሎ ሓቢሮም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment