ኩባንያ ትራንስፖርት ባሕሪ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ነምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ትራንስፖርት ባሕሪ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ነምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ።

ሪሞርቺያቶሪ ዩኒቲ ናይ ዝተብሃለ እቲ ኩባኒያ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ቅድመ ኢንቨስትመነት ገይሩ።

እቲ ጉጅለ መስ ሚኒስተር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ዝገበረ ዘተ፥ እቲ ኩባኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ንምውፋር ኣብ ዘኽእሎ ዛዕባታት በምድሃብ ተላዚቡ።

ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ዘለዉ ዕድላት ምርኣዩ እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ ገሊፀን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment