ከይዲ ዕዳጋን ፍሪያትን ጨው ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት ዝህልዎ ፅዕንቶ ኣድሂቡ ኣብ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ዕዳጋን ፍሪያትን ጨው ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት ዝህልዎ ፅዕንቶ ኣድሂቡ ኣብ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዘተ ተኻይዱ።

ሚኒስትር ዕደና ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፍሪያት ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት ዝህልዎ ፅዕንቶ ብዝምልከት ሰብ ሞያታት ሚኒስቴር ንግዲ፣ ሚኒስቴር ጥዕናን ሚኒስቴር ዕደናን ብምትሕብባር ከምዘፅንዕዎ ሓቢሮም።

ስለዝኾነ ኢንጅነር ታከለ ኡማ፣ ሚኒስትር ንግዲ ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ  ኣብ ክሊ እቲ መፅናዕቲ ብምድሃብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣብ ከተማ ሰመራ ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ብዛዕባ ሙሉእ መፅናዕቲ እቲ ዓውዲ ምርድዳእ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment