ከንቲባ ኣዳነች ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ብኹሎም ኣማራፅታት ይስራሕ ከምዘሎ ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ብኹሎም ኣማራፅታት ይስራሕ ከምዘሎ ተዛሪበን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንሰራሕተኛታቱ ዘህንፆ 5 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ ህንፀቱ ኣጀሚርና ኢለን።

ከምኡውን ማሕበር ኣክሲዮን ሰንሻይን ኮንስትራክሽን፥ መንግስቲ ቅድሚ 6 ዓማውቲ ብናፃ ኣብ ዘረከቦ 3 ነጥቢ 8 ሄክታር ዘህነፆም 5 ሺሕ ኣባይቲት መሪቐን ምኽፋተን ገሊፀን።

ከንቲባ ኣዳነች፥ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ብኹሎም ኣማራፅታት ይስራሕ ከምዘሎ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment