ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ንጎስጓስ ተግባራዊነት ፈላማይ ቁልዕነት ፍሉት ጠመተ ብምሃብ ኣብ 90 መዓልታት ኣብ ዝፍፀሙ ስራሕቲ ዘድሃበ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ዘተ ኣካይደን።
“ህፃናት ተስፋ ፅባሕ ንኣዲስ ኣበባ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተጀመረ ጎስጓስ ተግባራዊነት ፈላማይ ቁልዕነት ፍሉይ ጠመተ ከምዝወሃቦ ተዛሪበን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ከተማና ህፃናት ተሰራሲሮም፣ ብኣካልን ኣእምሮን ማዕቢሎም ዝዓብይሉ ዝበለፀ ከዲና ኣፍሪከካ ብምግባር ጠንካራ ትውልዲ ምህናፅና ክንቅፅል ኢና ኢለን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።