ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝነብሩ ወገናት መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝነብሩ ወገናት መኣዲ ኣካፊለን።

በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት ምገባ ተስፋ ብርሃን ምክፋል ተወጊኑ፡፡

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ እውን ኣብ ማእኸል ተስፋ ብርሃን ቄራ ብምርካብ መኣዲ ምክፋለን ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment