ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምፅባቕ ዝተሳተፉ ኣካላት ኣመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምውቃብ ዝሰርሑ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ከምዝገለፀኦ፥ “መበል 35 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ መበገሲ ብምግባር ከተማና ክነውቅብን ክነማዕርግን ዘቕረብናልኩም ፃውዒት ሰናይ ምላሽ ንዝሃብኩምና ኣካላት ምስጋና ይግበአኩም” ክባል ፅሒፈን፡፡

እታ ከተማ ውቅብቲ ንዝገበሩ ትካላትን ኩባኒያታትን ብሽመንን ብሽም እቲ ምምሕዳር ከተማን ኣመስጊነን፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment