ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንተሳተፍቲ ኣማሊ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ መምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንተሳተፍቲ ሊደርሺፕ ኢኒሼቲቭ ከንቲባታት ኣፍሪካ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን።

ንከንቲባታት ኣፍሪካ ሕድሕዳዊ መምሀሪ ዝኾነ ኣማሊ÷ ኣብቲ መድረኽ ዝሳተፉ ኣካላት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ከንባታት ከተማታት ኣፍሪካን ላዕለዎት ሰብ ሞያን ከምኡ እውን ካልኦት ኣጋይሽ ከምዝሳተፉ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment