ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን።

እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን÷ “ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1444 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ብሰላም ኣብፀሐኩም” ኢለን፡፡

“እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ ፍቕሪ ንኽኸው፤ ሰላም ሃገር ንኽጉልብት ዱዓ ትገብሩ ከምኡ እውን ኣብ ኣስተምህሮ እስልምና መሰረት ዘለዎ ዘለዎ ንኻሊእ ኣካፊልካ ኩሎም ወገናት ብሓጎስ ዝውዕሉሉ ንኽኸውን ይምነ” ኢለን ኣብ መልእኽተን፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment