ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፤ “ንዓቕመ ደካማታትን ሰብ ውዕለታ ሃርን ነበርቲ ከተማና ኣብ ኩለን ማእኸላት ምገባ ተስፋ ብርሃን መኣዲ ኣካፊልና” ኢለን።

እቶም ማእኸላት ምገባ ምግቢ ጥራሕ ዘይኮነስ ንነበርትና ፍቕሪን ኣክብሮትን ነካፍለሉ ኢዩ” ዝበላ እተን ከንቲባ÷ በዓል ሓርናዮም ብምውዓልና ሕውነት ክብ እናበልና ፍትሒ ዝነገሳ ከተማ ምህናፅና መርአዪ ኢዩ “ ክብላ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment