ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሽልማት ዝበለፃ ኣመራርሓ ስማርት ሲቲ ሴኡል 2024 ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዓዋቲትት ኣብ ደቡብ ኮርያ ዝተኻየደ ሽልማት ዝበለፀ ኣመራርሓ ስማርት ሲቲ ሴኡል 2024 ኮይነን።

ከንቲባ ኣዳነች ብብርኪ ዓለም  ካብ መንጎ 72 ሃገራትን 115  ምምሕዳር መዘና ከተማታትን ብጎስጓስ ውፅኢት ስማርት ሲቲ ብምምዝጋብ ንተዓዋትነት ምብቀዐን ተገሊፁ።

ነባሪ ከተማ ህይወቱ ንክመሓየሽን መሰረተ ልምዓት ከተማ ንምዝማንን ብዘርኣይኡ ቁርፀኝነትን ብዘመዝገብኡ ወፅኢትን ነቲ ሽልማት ምብቀዐን ብኣሰናዳእቲ እቲ ሽልማት ከምዝተገለፀ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment