ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ለውጢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ለውጢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚበን።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ከተማ ከምዝተረገቡ ሓበሬታ ፖሊስ እታ ከተማ የመላኽት፡፡

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ዑደተን ንቁመና እታ ከተማ ዝምጥን ብሓይሊ ሰብ፣ ቴክኖሎጂን ሎጀስቲክስን ዝተወደበ ከምኡ እውን ምስ ነበርቲ ብቕርበት ዝሰርሕ ትካል ፖሊስ ንምውዳብ ዝተጀመረ ስራሕ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ከምዝተዓዘበ  ተዛሪበን፡፡

Comments (0)
Add Comment