ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዝተፈላለዩ ከንቲባ ከተማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዝተፈላለዩ ከንቲባ ከተማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲየን።

እተን ከንቲባ ኣብ ግሎባል ፎረም ስምምዕነት ፖሊሲ ምግቢ ከተማ ኣብ ዝነበረን ፃንሒት ኢየን እቲ ዘተ ኣካይደን።

ምስ ከንቲባ ከሪዮ ዴጄኔሮ ኤድዋርዶ ዳኮስታ፣ መክትል ከንቲባ ሚላን ኣና ስካቩዞ ከምኡወን ምክትል ከንቲባ ፓሪስ ኣድሬ ፑልቫር ክልቲኣዊ ዘተ ከምዝገበራ ተገሊፁ።

ኣብ መንጎ እተን ከተማታት ክልቲኣዊ ርክብ ና|ይ ምምስራትን ቀፃሊ ምትሕብባርን ዘጠናኽሩን ርክብ ሕውነት ከተማታት ንምጅማርን ዘኽእሉ ዘተታት ከመዝገበራ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment