ከንቲባ ኣዳነች ን21 ዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት መንበሪ ገዛ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ን21 ዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት በዓል ሰለስተ ደብሪ መንበሪ ገዛ ኣረኪበን።

ብበዓል መዚ መገዲታት ምምሕዳር እታ ከተማ ብምትሕብባር ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ዝተሃነፁ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ በጊዕ፣ ደርሆን ዘይቲን ሓዊሱ እተን ከንቲባ ነቶም ዜጋታት ውህብቶ ሂበን።

ንሓሙሽተ ኣርቲስታት ብምምሕዳር ከተማን ሰብ ሃፍቲን ብምትሕበባር ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪበን።

ብሳሙኤል ወርቃየሁ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment