ከንቲባ ኣዳነች ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 1 ሺሕን 445 ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

ኣብ መልእኽተን፥ እቲ በዓል ብሕውነት ዝደመቐ ሓድነትን ፍቕሪን ዝምዕብለሉ ንክኸውን ተመኒየን።

Comments (0)
Add Comment