ከንቲባ ኣዳነች ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ሲ 40 ከተማታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ሲ 40 ከተማታት ምስ ዝኾኑ ማርክ ዋትስ ተዛቲየን፡፡

ኣብ ሲንጋፖር ዓለም ፎረም ከተማታት እናተኻየደ ይርከብ፡፡

ምስዚ ተተሓሒዙ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ ጎድና ጎድኒ እቲ ፎረም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ሲ 40 ከተማታት ምስ ዝኾኑ ማርክ ዋትስ ከምዝተዛተያ ገሊፀን፡፡

ብምዃኑ ድማ “ኣብ ሞንጎ ከተማናን ሲ 40 ከተማታትን ዘሎ ምትሕብባር ናብ ዝሐሸ ብርኪ ምስግጋር ኣብ ዝከኣለሎም መገዲታት ተዛቲና” ኢለን።

Comments (0)
Add Comment