ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣባላት ቦርድን ኣመራርሓ ኣፈፃሚ ስራሕን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ምስ ኣባላት ቦርድን ኣመራርሓ ኣፈፃሚ ስራሕን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዘቲየን።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ልምዓት ኣባይቲን ካልኦት ስራሕቲ ልምዓትን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ምልዛበን ተገሊፁ።

እቶም ኣባላት ቦርድን ኣመራርሓ ኣፈፃሚ ስራሕን ታሪኻ ትሕዝትኦ ከይገደፈ ዝተሓደሰ ህንፃ ቤት ማዛጋጃ ከምዝጎብነዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment