ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ጃንድራ ፌሬር ዶሳንቶስ ዘቲየን።

እቲ ዘተ፥ ኣዲስ ኣበባ መስ ከጀተማታት ብራዚል ብሓባር ኣብ አትሰርሐሎም መገዲታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኦ፥  ኣብ ሚላን ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ “ኣርባን ፉድ ፖሊሲ ፕሮግራም” ንዝተውሃበና ኣፍልጦን ነዝተገበረልና ኣቀባብላን አመስግን ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment