ከንቲባ ኣዳነች ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፋውንዴሽን ኮንራድ ኤን ሂልተን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፋውንዴሽን ኮንራድ ኤን ሂልተን ተዛቲየን።

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንህጣናት ምኡውቲ ንምግባር ብልፅቲ ከተማ ኣፍሪካ ንኽትከውን ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ከምዝዘተያ ገሊፀን፡፡

ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ ኩሉ ከተማ ንኽትከውን፣ ንህፃናት ኩለመዳያዊ ምዕባለ ኢሉ እውን ክንክን ምችውቲ ንምግባር ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ቀፃሊ ዝኾነ ሓገዝ ብምግባር ላዕለዎት እመራርሓታት እቲ ፋውንዴሽን ቃል ከምዝኣተዉ እተን ከንቲባ ኣመልኪተን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment