ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሸን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሸን።

ኣባላት እቲ ኮሚቴ፥ ሓላፊት ምምዳር ሰላምን ፀፅታን ወ/ሮ ሊድያ ግርማ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኣይተ ጀማል ረዲ፣ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ኣይተ ተስፋዬ ደጀኔ፣ ዓቃቤ ሕጊ እታ ከተማ ኣይተ ጥላሁን ግድየለውን ምክትል ሓላፊ ቢሮ እቶት ኮ/ር ኣሕመድ መሓመድን ከመዝኾኑ ተገሊፁ።

ህዝቢ ብ9977 ናፃ መስመር ስልኪ ብምድዋል ሓበሬታ ነክህብ ፃውዒት ቀሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment