ከተማ ጋምቤላ ተጠቃሚት 4ጂ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ -ቴሌኮም ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሪጅን ደቡብ ምዕራብ ምዕራብ መርሃ ግብሪ ምጅማር ራብዓይ ትውልድ /4ጂ ኤል ቲ ኢ አድቫንስድ / ቅልጡፍ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣካይዱ። ሞባይል ኢንተርኔት ብዝለዓለ ቅልጣፈ ንምጥቃም ዘኽእል 4ጂ ኤል ቲ ኢ አድቫንስድ፥ ኣብቲ ሪጅን 93 ሺሕን 407 ዓማዊል ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ንመሃብ ዘኽል ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ መርሃግብሪ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ -ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምዝተረኸቡ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ኢትዮ -ቴሌኮም ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 106 ከተማታት ተጠቀምቲ ኣገልግሎት 4 ጂ ኤል ቲ ኢ ንምግባር እናሰርሐ ከምዝርከብ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment