ከተማ ሃረር ኣባል ሓድጊ ከተማታት ዓለም ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ሃረር ካብ ከተማታት ትሕቲ ሰሃራ ፈላመይቲ ኣባል ትካል ሓድጊ ከተማታት ዓለም ብምዃን ተመዝጊባ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣብ ካናዳ ከተማ ኩቢክ ኣባል ዓለም ለኸ ሓድጊ ከተማታት ብምዃን ዝተመዝገበትሉ ክታም ኣንቢሮም።

ከተማ ሃረር 115 ሃገራት ብኣባልነት ኣብ ዝሓዘ ትካል ሓድጊ ከተማታት ዝተመዝገበት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ወርሒ ሰነ 2023 ጀሚሩ ኢዩ።

ሐረር ከቅርስ ከተሞች መካከል አንዷ ሆና መመዝገቧ በተማዋ ባህላዊና ታሪካዊ ቅርሶችን ለማልማት እና ለቱሪዝም ዘርፉ እድገት ከፍተኛ አስተዋጽኦ እንደሚኖረው ተገልጿል

ሃረር ካብ ሓድጊታት ከተማ ሓንቲ ብምዃን ምምዝጋባ ኣብታ ካተማ ባህላዊን ታሪኻዊን ሓድጊታት ንምልማዕን ንዕቤት ዘፈር ቱሪዝምን ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ተገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment