ከተማታት ዕደጋ ዓርቢ፣ ሰመማን ማይ ሓንሰን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ዕደጋ ዓርቢ፣ ሰመማን ማይ ሓንስን  ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን።

ካብ መከፋፈሊ ጣቢያ ኤሌክትሪክ ኣኽሱም ዝረኽባ ኣብ ወረዳ ዓዴትን ከባቢኡን ዝርከባ እተን ከተማታት ዐሎሚ መዓልቲ ኢየን ኣገለግሎት ረኺበን ተባሂሉ።

ካብ መከፋፈሊ ኣገልግሎት ሽረ ዝረኽባ ከተማታት ዓዲዳዕሮን ዛናን ከምዝረኽባ ካብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብመሰረት ኣጋጢሙ ዝነበረ ኲናት ኣብ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ዝበፅሐ ጉድኣት መሊስካ ብምፅጋን እተን ከባቢታት ዳግም ኣገልግሎት ንክረኽባ ይገብር ከምዘሎ እቲ ትካል ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment