ከተማታት እንዳባጉናን ሰለኽላኻን ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንነዊሕ እዋን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ተቛሪፁወን ዝፀንሓ ከተማታት እንዳባጉናን ሰለኽላኻን ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን፡፡

እተን ከተማታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክረኽባ ዝኸኣላ÷ ፅገና ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ሽረ ከምኡ እውን ዝዓነዉ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን መስመራት ብምዝዛሙ ኢዩ፡፡

ኣብ ቀፃሊ እውን እቲ ኣገልግሎት ዝተቛረፀን ከባቢታት ተጠቀምቲ ንምግባር እናሰርሐ ምዃኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment